ብምኽንያት ኮሮና ቫይረስ ብዙሓት ቢዝነሳት ተሃስዮም ኣለዉ። መንግስቲ ኣውስትራሊያ ብዝገብረሎም ዘሎ ተሓጊዞም ገለ ካብዞም ዋኒናት ነዚ እዋን ክወጹ ይጽዕሩ ኣለዉ። ኣቶ ሰመረ ተዓረ ብዛዕባ ትካሎም “The Coffee Club” ካበይ ተበጊሶም ነዚ እዋን ብኸመይ ይሓልፍዎ ኣለዉን ናይ መጻኢ ኩነታቶምን ኣዕሊሉና ኣሎ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Published
By Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Share this with family and friends
