SKIP TO MAIN CONTENT

መትሓዚ ዝተሳእኖ ምቅይያር መሪሕነት ኣብ ኣውስትራልያ ካብ ምንታይ'ዩ፧

Leadership musical chair in Australia
Source: SBS

ኣብ ኣውስትራልያ ዝቐነየ ሓሸውየ ፖለቲከኛታት ንኹሉ ሰብ ብፍላይ ከኣ ነቶም ብደገ ኮይኖም ዝዕዘቡ ኣገራሚ ኮይኑ ቐንዩ። ኣብ ሓደ ድራማ ዝበዝሖ ሰሙን ኣብ ፖለቲካ ኣውስትራልያ፡ ንምቁጽጻር መሪሕነት ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ሊበራል ድሕሪ ዝተገብረ ተኹሲ ዘይብሉ ኲናት፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ማልከም ተርንቡል ካብ መዝነቱ ዝሓለፈ 24 ነሓሰ 2018 ብድፍኢት ኣባላት ሰልፉ ተኣልዩ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣውስትራልያ ዝቐነየ ሓሸውየ ፖለቲከኛታት ንኹሉ ሰብ ብፍላይ ከኣ ነቶም ብደገ ኮይኖም ዝዕዘቡ ኣገራሚ ኮይኑ ቐንዩ። ኣብ ሓደ ድራማ ዝበዝሖ ሰሙን ኣብ ፖለቲካ ኣውስትራልያ፡ ንምቁጽጻር መሪሕነት ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ሊበራል ድሕሪ ዝተገብረ ተኹሲ ዘይብሉ ኲናት፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ማልከም ተርንቡል ካብ መዝነቱ ዝሓለፈ 24 ነሓሰ 2018 ብድፍኢት ኣባላት ሰልፉ ተኣልዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now