Source: Getty Imagesኣውስትራሊያ ብስፖርታዊ ትፍለጥ ሃገር እያ ፡ ሓደ ካብቲ ምስ ኣውስትራሊያውያን ሕብረተሰብ ንምውህሃድ ፍቱን መንገዲ ብናይ ማሕበረሰብ ስፖርት ክለባት ኣቢሉ ኮይኑ እዚ ንኹሉ ተሳታፊ ዓቢ ናይ ጥዕናን ማሕበራዊ ጥቕምታትን ዝህብ እዩ ። ብዛዕባ እቶም ኣብ ኣውስትራሊያ ኣዝዮም ህቡባት ዝኾኑ ኣርባዕተ ዓይነት ስፖርትታት ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ተገሊጾም ኣለዉ።
ኣውስትራሊያ ብስፖርታዊ ትፍለጥ ሃገር እያ ፡ ሓደ ካብቲ ምስ ኣውስትራሊያውያን ሕብረተሰብ ንምውህሃድ ፍቱን መንገዲ ብናይ ማሕበረሰብ ስፖርት ክለባት ኣቢሉ ኮይኑ እዚ ንኹሉ ተሳታፊ ዓቢ ናይ ጥዕናን ማሕበራዊ ጥቕምታትን ዝህብ እዩ ። ብዛዕባ እቶም ኣብ ኣውስትራሊያ ኣዝዮም ህቡባት ዝኾኑ ኣርባዕተ ዓይነት ስፖርትታት ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ተገሊጾም ኣለዉ።