ኣውስትራልያዊ ናይ'ዚ ዓመት ተባሂሉ ዝተሰለመ ዲለን ኣልኮት Source: AAPኣትሌትን ገባሪ ሰናይን ኣብ ለውጢ ነቶም ስንክልና ዘለዎም ሰባት ዝመርሕ... ወለንተኛ ምሉእ ግዚኣ ነቶም ኣብ ጸገም ዘለዉ ካልኦት ኣብ ምሕጋዝ ዝወፈየቶ ... መንእሰይ ዶክተር ነቶም ግዳም ሓደርነት ዘጋጠሞም ሰባት ኣብ ጎደናታት ዝወሃብ ክንክን ጥዕና ደጊሙ ዝፈጠረ... ጓለንስተይቲ ገጠራዊ ኣውስትራልያ ንጸገም ኣልኮላዊ መስተን ወልፍታቱን ንዘራረበሉ ኣገባብ ኣብ ምቕያር ትርከብ... እዚኦም ናይ ዓመተ 2022 ኣውስትራልያዊ ናይ’ዚ ዓመት እዮም።
ኣትሌትን ገባሪ ሰናይን ኣብ ለውጢ ነቶም ስንክልና ዘለዎም ሰባት ዝመርሕ... ወለንተኛ ምሉእ ግዚኣ ነቶም ኣብ ጸገም ዘለዉ ካልኦት ኣብ ምሕጋዝ ዝወፈየቶ ... መንእሰይ ዶክተር ነቶም ግዳም ሓደርነት ዘጋጠሞም ሰባት ኣብ ጎደናታት ዝወሃብ ክንክን ጥዕና ደጊሙ ዝፈጠረ... ጓለንስተይቲ ገጠራዊ ኣውስትራልያ ንጸገም ኣልኮላዊ መስተን ወልፍታቱን ንዘራረበሉ ኣገባብ ኣብ ምቕያር ትርከብ... እዚኦም ናይ ዓመተ 2022 ኣውስትራልያዊ ናይ’ዚ ዓመት እዮም።