SKIP TO MAIN CONTENT

ጸባ ገመል ዝደልዩ ኣውስትራሊያውያን እናበዝሑ ይኸዱ ኣለዉ፡ ንሓደ ሊትሮ $18 ዶላር ገዚእካ ግን የዋጽእ ዶ፧

Capture.JPG
ሓድሽ መጽናዕቲ ከም ዘረጋገጾ ፡ ጸባ ገመል ንባህላዊ ጸባ ከብቲ "ጽቡቕ ኣማራጺ" ክኸውን ይኽእል እዩ ። እንተኾነ ብተዛማዲ ንኣውስትራሊያ ሓድሽ እኳ እንተኾነ ፡ እቲ ጸባ ግመል ምስታይ ናይ ኣሽሓት ዓመታት ታሪኽ ኣለዎ ። Credit: Getty / Cheryl Bronson Credit: SBS

ጸባ ገመል ምስ ጸባ ላም ብዝመሳሰል መገዲ ፡ ንኣሽሓት ዓመታት ኣብ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃውያንን ማሕበረሰብ ከም መግቢ ኰይኑ የገልግል ኣሎ ። ኣብዚ እዋን እዚ ፡ ብዛዕባ እቲ ካብ ባህላዊ ጸባን ውጽኢት ጸባን ዝወጽእ ኣማራጺታት ፡ እቲ ዝበለጸ ተደላይ ክኸውን ከም ዝኽእል ሓድሽ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ ኣሎ

Published

By Alexandra Koster

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጸባ ገመል ምስ ጸባ ላም ብዝመሳሰል መገዲ ፡ ንኣሽሓት ዓመታት ኣብ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃውያንን ማሕበረሰብ ከም መግቢ ኰይኑ የገልግል ኣሎ ። ኣብዚ እዋን እዚ ፡ ብዛዕባ እቲ ካብ ባህላዊ ጸባን ውጽኢት ጸባን ዝወጽእ ኣማራጺታት ፡ እቲ ዝበለጸ ተደላይ ክኸውን ከም ዝኽእል ሓድሽ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ ኣሎ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now