A bird takes flight over the razor wire atop the fence at Camp 1 in the detention facility at the U.S. Naval Station in Guantanamo Bay, Cuba. Credit: Chip Somodevilla/Getty Images
ኣብ ትሕቲ ቤት ማእሰርቲ ወይ ቀይዲ ዝርከቡ ሰባት ዝሞቱ ቁጽሮም ምብዝሑ፡ ኩነታት ቤት ማእሰርታትትን መዳጎኒ ማእከላትን፡ ከምኡ'ውን ኣብ ለውጢ ክሊማ መንግስቲ ስጉምቲ ዘይምውሳዱ እቶም ኣዝዮም ዘሻቕሉ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣውስትራልያ ተባሂሎም ተገሊጾም። ዓለማዊ ጸብጻብ 2023 ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ዝኾነ ህዩማን ራይትስ ዎች መበል 33 ጸብጻቡ ኮይኑ ኣብ ከባቢ 100 ሃገራት ዘለዉ ኣተሓሕዛታት ሰብኣዊ መሰላት ገምጋም ዝህብ'ዩ። Published 15 January 2023 2:30am
By Emma Kellaway
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ኣብ ትሕቲ ቤት ማእሰርቲ ወይ ቀይዲ ዝርከቡ ሰባት ዝሞቱ ቁጽሮም ምብዝሑ፡ ኩነታት ቤት ማእሰርታትትን መዳጎኒ ማእከላትን፡ ከምኡ'ውን ኣብ ለውጢ ክሊማ መንግስቲ ስጉምቲ ዘይምውሳዱ እቶም ኣዝዮም ዘሻቕሉ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣውስትራልያ ተባሂሎም ተገሊጾም። ዓለማዊ ጸብጻብ 2023 ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ዝኾነ ህዩማን ራይትስ ዎች መበል 33 ጸብጻቡ ኮይኑ ኣብ ከባቢ 100 ሃገራት ዘለዉ ኣተሓሕዛታት ሰብኣዊ መሰላት ገምጋም ዝህብ'ዩ።