ኦስትራሊያ ነቲ “ፖለቲካዊ እስላም” ኢላ ዝጸዋዓቶ ኣብ ግብሪ ንምውዓል፣ ኣብ ኦስትርያ ዝርከብ ብዙሕ መሳጊድ ክትዓጽውን ዓሰርተታት ኢማማት ከተባርር ምዃና ኣፍሊጣ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ እዋን ፈደራላዊ ምርጫ ጉዳይ ስደተኛታትን ጽልዋ እስልምናን ዓብሊሉ ዝነበረ ጉዳያት ምስ ምዃን እዩ፡፣
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

