ኣቶ እምነቱ ተስፋይ፡ ኣብዝ ቕሩብ ግዜ ዝተጻሕፈት ታሪኽ ብላታ ካሕሳይ ማሉን ታሪኻ ናይ በዓል ዓብደልቓድር ከቢረ፡ ደጃት ባህታ ሓጎስ፡ ጠበቓ ጸጋይ እያሱን ናይ ካልኦት ፍሉጣት ኤርትራዊያን ታሪኽ ህይወቶም ዝጽሕፉ ዘለዉ እዮም። ብዛዕባ ህይወት ደራሲ እምነቱ ተስፋይ ሓዎም ኣቶ እያሱ ተስፋይ ኣዕሊሎሙና ኣለዉ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends