SKIP TO MAIN CONTENT

"ጥኑሳት ደቀንስትዮ ዝሓርሳሉ መዓልቲ እናቐረበ ክኸይድ እንከሎ ናይ ምርሳዕ ተኽእሎአን እናወሰኸ ይኸይድ"

Midsection Of Pregnant Woman Holding Shoes
Source: EyeEm

ንዝበዝሓ ክሓርሳ ዝቐረባ ደቀንስትዮ ከም ልምዲ ኣብ ግዜ ጥንሲ ዘጋጥመን ናይ ምርሳዕ ኩነታት ኣሎ። ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ኣውስትራልያውያን ተመራመርቲ እዚ ብእንግሊዝኛ ክስተት ‘በይቢ ብረይን’ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ሓቂ ምዃኑ በጺሖሞ’ለው። ሓደ ኣብ ልዕሊ ጥኑሳት ደቀንስትዮ ዝተኻየደ እኩብ መጽናዕቲ 'ዝሓርሳሉ መዓልቲ እናቐረበ ክኸይድ እንከሎ ናይ ምርሳዕ ተኽእሎአን ከኣ እናወሰኸ ከምዝኸይድ' ኣመልኪቱ’ሎ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ንዝበዝሓ ክሓርሳ ዝቐረባ ደቀንስትዮ ከም ልምዲ ኣብ ግዜ ጥንሲ ዘጋጥመን ናይ ምርሳዕ ኩነታት ኣሎ። ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ኣውስትራልያውያን ተመራመርቲ እዚ ብእንግሊዝኛ ክስተት ‘በይቢ ብረይን’ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ሓቂ ምዃኑ በጺሖሞ’ለው። ሓደ ኣብ ልዕሊ ጥኑሳት ደቀንስትዮ ዝተኻየደ እኩብ መጽናዕቲ 'ዝሓርሳሉ መዓልቲ እናቐረበ ክኸይድ እንከሎ ናይ ምርሳዕ ተኽእሎአን ከኣ እናወሰኸ ከምዝኸይድ' ኣመልኪቱ’ሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now