ትንታነ፡ ብዛዕባ እቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንጉዳይ ዶብ ኣመልኪቱ ዘውጽኦ መግለጺ

Source: SBS Tigrinya
ንስምምዕ ኣልጀርስን ንውሳነ ኮሚሽን ዶብን ሙሉእ ብሙሉእ ተቐቢሉ ተግባራዊ ከምዝገብር ኮሚቴ ስራሕ ፈጻሚ ኢህወዴግ ወሲኑ: ነዚ ኣመልኪትና ምስ ኣቶ ሃያሉ ጎደፋይ ካብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ፡ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስ ካብ ዩኒቨርሲቲ ዲክን፡ ኣቶ ተስፋ ኪሮስ ሳህለ ካብ ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ከም ኡውን ዶ/ር ሙስጦፋ ሌስዳይ ካብ ስዊድን ትንታነ ሂቦም ኣለዉ።
Share




