SKIP TO MAIN CONTENT

ኩነታት ኤች ኣይ ቪ ኣብ ኣውስትራሊያ

HIV RATES RNF
A shirt worn at a protest of HIV and AIDS activists from around the world in Amsterdam (AAP) Source: AAP

ኣብዚ ቕሩብ እዋን ዝወጸ ኣሃዝ ብዛዕባ መጠን ኤች ኣይ ቪ፣ ኣብ ኣውስትራሊያ ንዘሎ ጥዕና ጾታዊ ርክባት ኣውስትራሊያዊያን ዝተሓዋወሰ ስእሊ ዝፈጥር እዩ። እቲ ኤይድስ ዘምጽእ ቫይረስ ብሓፈሻ ጎዲሉ ዝተረኽበ ኮይኑ፡ ብፍላይ ኣብቶም ኣብ ዝለዓለ ሓደጋ ይርከቡ እዮም ዝበሃሉ ማሕበረሰብ ግና መጠኑ በዚሑ ተረኺቡ ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ቕሩብ እዋን ዝወጸ ኣሃዝ ብዛዕባ መጠን ኤች ኣይ ቪ፣ ኣብ ኣውስትራሊያ ንዘሎ ጥዕና ጾታዊ ርክባት ኣውስትራሊያዊያን ዝተሓዋወሰ ስእሊ ዝፈጥር እዩ። እቲ ኤይድስ ዘምጽእ ቫይረስ ብሓፈሻ ጎዲሉ ዝተረኽበ ኮይኑ፡ ብፍላይ ኣብቶም ኣብ ዝለዓለ ሓደጋ ይርከቡ እዮም ዝበሃሉ ማሕበረሰብ ግና መጠኑ በዚሑ ተረኺቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now