Source: Getty Imagesኣባላት መጥፋእቲ ሓዊ መዓልታዊ ሓደጋታት የጋጥሞም ክኾኑ ይኽእሉ’ዮም፡ ኣብ ውልቃዊ ህይወቶም ከኣ ዘይትጽቢታዊ ምኹላፋት የጋጥሞም። ኣውስትራልያ ኣብ ምሕላው ድሕነት ገዛውትን ማሕበረሰባትን ብዝዓበየ መጠን ኣብ ወለንተኛታት ኣባላት መጥፋእቲ ሓዊ ትምርኮስ። ስለ’ዚ ከመይ ጌርኩም ሓደ ካብ’ዞም ናይ'ቲ ብሓቂ እንነብሮ ህይወት ጀጋኑ ትኾኑ፧
ኣባላት መጥፋእቲ ሓዊ መዓልታዊ ሓደጋታት የጋጥሞም ክኾኑ ይኽእሉ’ዮም፡ ኣብ ውልቃዊ ህይወቶም ከኣ ዘይትጽቢታዊ ምኹላፋት የጋጥሞም። ኣውስትራልያ ኣብ ምሕላው ድሕነት ገዛውትን ማሕበረሰባትን ብዝዓበየ መጠን ኣብ ወለንተኛታት ኣባላት መጥፋእቲ ሓዊ ትምርኮስ። ስለ’ዚ ከመይ ጌርኩም ሓደ ካብ’ዞም ናይ'ቲ ብሓቂ እንነብሮ ህይወት ጀጋኑ ትኾኑ፧