SKIP TO MAIN CONTENT

ብራስለስ ብግብረ ሽበራ ትናወጽ

Brussels Airport (AAP)
Brussels Airport (AAP) Source: Brussels Airport (AAP)

ኣብ ዋና ከተማ በልጂየም ዝኾነት ኣብ ብራስለስ ዝተፈጸመ ናይ መዓርፎ ነፈርትን መትሮ መዕርፎ ባቡርን ዝጸመ መጥቃዕቲ ቦምባ፡ እቲ ንርእሱ እስላማዊ ሃገር ኢሉ ዝጽውዕ (IS) ሓላፍነት ምውሳዱ ተፈሊጡ። ኣብቲ ትማሊ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ቦምባ፡ ዛጊት ብዉሑዱ 34 ሰባት ክሞቱ ከለዉ 200 ዝኾኑ ሰባት ቆሲሎም ኣለዉ፡፣ ናይ በልጂዩም ቀዳማይ ሚኒስተር ነቲ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲታት ቦምባ ናይ ፈራሓት መጥቃዕቲ ግብረሽበራ ኢሉዎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ዋና ከተማ በልጂየም ዝኾነት ኣብ ብራስለስ ዝተፈጸመ ናይ መዓርፎ ነፈርትን መትሮ መዕርፎ ባቡርን ዝጸመ መጥቃዕቲ ቦምባ፡ እቲ ንርእሱ እስላማዊ ሃገር ኢሉ ዝጽውዕ (IS) ሓላፍነት ምውሳዱ ተፈሊጡ። ኣብቲ ትማሊ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ቦምባ፡ ዛጊት ብዉሑዱ 34 ሰባት ክሞቱ ከለዉ 200 ዝኾኑ ሰባት ቆሲሎም ኣለዉ፡፣ ናይ በልጂዩም ቀዳማይ ሚኒስተር ነቲ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲታት ቦምባ ናይ ፈራሓት መጥቃዕቲ ግብረሽበራ ኢሉዎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now