Members of the community visit Haldon Street during Ramadan at Lakemba in Sydney, New South Wales, Thursday, March 6, 2025. (AAP Image/Flavio Brancaleone) NO ARCHIVING Source: AAP / FLAVIO BRANCALEONE/AAPIMAGE
SBS ን ዩኒቨርሲቲ ካንበራ ዘዳለዎ ሓድሽ ጸብጻብ ከም ዘመልክቶ ፡ ኣብ መንጎ እቶም ማሕበረሰባት ሕብረ ብዙሕ ባህልታት ካብቲ ናይ 2023 ጸብጻብ ዝያዳ ስምዒት ናተይነት ከምዝስምዖም ዘሎ ተፈሊጡ ። ብተወሳኺ ነቲ ኣብ መንጎ ብዙሓት ቋንቋታት ዝዛረቡ ሕብረተሰባት ዘሎ ናይ ህዝባዊ ተሳትፎ ደረጃ ክጸሉ ዝኽእል ረቛሒታት ከምኡውን ኣብ መንጎ ናኣሽቱን ዓበይቲን ወለዶታት ኣውስትራሊያ ዘሎ ናይ ርድኢት ፍልልይ ሓበሬታ ኣውጺኡ ኣሎ። Published 3 November 2025 8:36am
By Wing Kuang
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
SBS ን ዩኒቨርሲቲ ካንበራ ዘዳለዎ ሓድሽ ጸብጻብ ከም ዘመልክቶ ፡ ኣብ መንጎ እቶም ማሕበረሰባት ሕብረ ብዙሕ ባህልታት ካብቲ ናይ 2023 ጸብጻብ ዝያዳ ስምዒት ናተይነት ከምዝስምዖም ዘሎ ተፈሊጡ ። ብተወሳኺ ነቲ ኣብ መንጎ ብዙሓት ቋንቋታት ዝዛረቡ ሕብረተሰባት ዘሎ ናይ ህዝባዊ ተሳትፎ ደረጃ ክጸሉ ዝኽእል ረቛሒታት ከምኡውን ኣብ መንጎ ናኣሽቱን ዓበይቲን ወለዶታት ኣውስትራሊያ ዘሎ ናይ ርድኢት ፍልልይ ሓበሬታ ኣውጺኡ ኣሎ። Check out our podcast collection here