Credit: iStockphoto / JackF/Getty Images/iStockphotoህዝባዊ ብያተ ንባብ ኣውስትራሊያ ፍሉያት ቦታታት እዮም ። እወ ፡ ብናጻ መጻሕፍቲ ኽትልቃሕ ይግብሩ እኳ እንተ ኰኑ ፡ ብዙሕ ብናጻ ንዅሎም ሰባት ካልእ መደባትን ኣገልግሎታትን እውን ይህቡ እዮም ፣ ካብ ንኣሽቱ ቘልዑ ኽሳዕ ዓበይቲ ዜጋታት እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ኢሎም ዝቕበሉ እዮም ። ሎሚ ኣብ ኣውስትራሊያ ውሽጢ ህዝባዊ ቤተ-መፃሕፍቲ ዝህቡ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ክንርኢ ኢና ።
Published
By Audrey Bourget
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ህዝባዊ ብያተ ንባብ ኣውስትራሊያ ፍሉያት ቦታታት እዮም ። እወ ፡ ብናጻ መጻሕፍቲ ኽትልቃሕ ይግብሩ እኳ እንተ ኰኑ ፡ ብዙሕ ብናጻ ንዅሎም ሰባት ካልእ መደባትን ኣገልግሎታትን እውን ይህቡ እዮም ፣ ካብ ንኣሽቱ ቘልዑ ኽሳዕ ዓበይቲ ዜጋታት እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ኢሎም ዝቕበሉ እዮም ። ሎሚ ኣብ ኣውስትራሊያ ውሽጢ ህዝባዊ ቤተ-መፃሕፍቲ ዝህቡ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ክንርኢ ኢና ።
Check out our podcast collection here