SKIP TO MAIN CONTENT

ቁጽሪ 6 ናይ ቢል ራስል ጡረታ ወጺኣ፣ ኣብ ዙር ደ ለ'ኣቨኒር ኤርትራ ክትሳተፍ'ያ፣ ታምራት ቶላ ንለንደን ክሰግራ'ዩ

Bill Rusell and Mohammed Ali
ቢል ራስል ምስ መሓመድ ዓሊ Credit: GettyImages

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (15/08/2022) * ኢትዮጵያዊ ሻምፒዮና ዓለም ማራቶን ታምራት ቶላ ኣብ’ቲ ዝመጽእ ጥቅምቲ ዝካየድ ማራቶን ለንደን ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ፥ * ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝካየድ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ደ ለ’ኣቨኒር ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ክትሳተፍ ምዃና ተፈሊጡ፣ * ኣብ’ዚ ዓመት ዝካየድ ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ቐጠር 2022 ካብ’ቲ ኣቐዲሙ ተመዲብዎ ዝነበረ ሓደ መዓልቲ ኣቐዲሙ ክጅመር ምዃኑ ፊፋ ገሊጹ፣ * ማሕበር ኩዕሶ ሰኪዐት ኣሜሪካ ኤንቢኤ ቁጽሪ 6 ማልያ ናይ’ቲ ገዲምን ዓቢይን ተጻዋታይን ተጣባቒ መሰላትን ዝነበረን ቢል ራስል ኩለን ጋንታታት ከይጥቀማላ ወይ ጡረታ ክትወጽእ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (15/08/2022) * ኢትዮጵያዊ ሻምፒዮና ዓለም ማራቶን ታምራት ቶላ ኣብ’ቲ ዝመጽእ ጥቅምቲ ዝካየድ ማራቶን ለንደን ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ፥ * ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝካየድ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ደ ለ’ኣቨኒር ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ክትሳተፍ ምዃና ተፈሊጡ፣ * ኣብ’ዚ ዓመት ዝካየድ ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ቐጠር 2022 ካብ’ቲ ኣቐዲሙ ተመዲብዎ ዝነበረ ሓደ መዓልቲ ኣቐዲሙ ክጅመር ምዃኑ ፊፋ ገሊጹ፣ * ማሕበር ኩዕሶ ሰኪዐት ኣሜሪካ ኤንቢኤ ቁጽሪ 6 ማልያ ናይ’ቲ ገዲምን ዓቢይን ተጻዋታይን ተጣባቒ መሰላትን ዝነበረን ቢል ራስል ኩለን ጋንታታት ከይጥቀማላ ወይ ጡረታ ክትወጽእ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now