Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (05/09/2022) * ኤርትራዊ ኮኾብ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ዶብስ ዝድነቕ ራብዓይ ወጺኡ፣ * ኣብ ዙር ብሪጣንያ ኣፍሪቃዊት ጋንታ ቲም ኩቤካ ኢትዮጵያዊ ነጋሲ ሃይሉ ኣብርሃን ኤርትራዊ ናሆም ዘርኣይን ዘለውዋ ሽዱሽተ ተቐዳደምቲ ኣሰሊፋ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ቀዳም ንሩዋንዳ 1-0 ስዒራ ናብ ግጥማት ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ቻን 2022 ምሕላፋ ኣረጋጊጻ፣ * ቐጠር ግጥም ክዕዘቡ ቲኬት ዝገዝኡ ወይ ዘለዎም ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ግጥም ቅድሚ ምጅማሩ ቅድሚ 3 ሰዓታትን ሓደ ሰዓት ድሕሪ ምፍጻሙን ኣልኮላዊ ቢራ ክገዝኡ ከተፍቅደሎም ምዃና ሮይተርስ ጸብጺቡ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (05/09/2022) * ኤርትራዊ ኮኾብ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ዶብስ ዝድነቕ ራብዓይ ወጺኡ፣ * ኣብ ዙር ብሪጣንያ ኣፍሪቃዊት ጋንታ ቲም ኩቤካ ኢትዮጵያዊ ነጋሲ ሃይሉ ኣብርሃን ኤርትራዊ ናሆም ዘርኣይን ዘለውዋ ሽዱሽተ ተቐዳደምቲ ኣሰሊፋ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ቀዳም ንሩዋንዳ 1-0 ስዒራ ናብ ግጥማት ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ቻን 2022 ምሕላፋ ኣረጋጊጻ፣ * ቐጠር ግጥም ክዕዘቡ ቲኬት ዝገዝኡ ወይ ዘለዎም ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ግጥም ቅድሚ ምጅማሩ ቅድሚ 3 ሰዓታትን ሓደ ሰዓት ድሕሪ ምፍጻሙን ኣልኮላዊ ቢራ ክገዝኡ ከተፍቅደሎም ምዃና ሮይተርስ ጸብጺቡ፣