ቢንያም ግርማይ ኣብ ኲቤክ ሳልሳይ ወጺኡ፣ ጋንትኡ ምስ ስሙ ዘይናይሃገሩ ባንዴራ ስለዝተቐመጠሉ ጥርዓን ኣቕሪባ
Spectators observe a minute silence Credit: AAP
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (12/09/2022) * ሰለሞን ባሬጋን ቀነኒሳ በቀለን ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ግሬት ኖርዝ ራን ካልኣይን ሳልሳይን ወጺኦም፣ * ኣብ ውድድራት ኣትለቲክስ ኣልማዛዊ ሊግ ‘ቬልት ክላሰ ዙሪክ 2022’ ወርቅዉሃ ጌታቸው ኣብ ውድድር 3000 ሜ መሰናኽል መዳልያ ወርቂ ተሰሊማ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ግራንድ ፕሪ ሲክሊስተ ደ ኲበክ ዝድነቕ ሳልሳይ ወጺኡ፣ ኣዳለውቲ ጌጋ ባንዴራ ኣብ ጎድኒ ስሙ ብምቕማጦም ግን ጋንትኡ ጥርዓን ኣቕሪባ፣ * ብምኽንያት ሞት ንግስቲ ኤሊሳቤጥ ንዝካየድ መስርሕ ሓዘንን ኣኽብሮትን ተባሂሉ ካብ ሰረታዊ ክሳብ ዝለዓሉ ሊጋት ዝካየዱ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ደው ክብሉ ምውሳኖም ብገለ ወገናት ጌጋ እዩ ተባሂሉ ነቐፌታታት ቀሪብሉ
Share