SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ኤርትራ፡ ካብ ዕደና ወርቂ ቢሻ 2 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ፡ ከምዝረከበ ተገሊጹ::

Madote.com
Madote.com Source: Madote.com

ዕደና ወርቂ ቢሻ ምህርቲ ወርቂ ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ፡ ኣብ ዝቐጸለ ሓሙሽተ ዓመት፡ መንግስቲ ኤርትራ፡ 2 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ፡ ከምዝረከበ ተገሊጹ:: እቲ ገንዘብ ኣብ ጥቕሚ ህዝቢን ሃገርን ይውዕል ኣሎ ዶ? ሓለፍቲ ኩባንያ ነቭሰን ሪሶርስስ ዲሞክራሲ ኣብ ዘይብሉ ሃገር ብሽርክና ምስራሕ ንምስሊ ሃገሮም ኣይድውኖን ዶ? መንግስቲ ኤርትራ ካብ ወርቂ ዝረኽቦ ኣታዊታት ንኣሸበርቲን ምልሻታትን ይሕግዘሉ ኣሎ ዶ? ኣብ ኩባንያ ዕደና ቢሻ ዝሰርሑ ዝነበሩ ኣብዚ እዋን እዚ ግና ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ተዓቒቦም ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ብዝዕባ ኣብቲ ኩባንያ ይርአ እዩ ዝበሃል ግዱድ ሽቕለት እንታይ ይብሉ? ነዚ ሕቶታት ክምልሽ ዝፍትን ትሕዝቶ፡ ተለቪዥን cbc news፡ The Fifth Estate ኣብ ዝብል ብጋዜጠኛ ማርክ ኪሊ ዝዳሎ ፕሮግራም፡ ኔቭሰን ኣብ ኤርትራ፡ ዉዑል ስራሕ ምስ ዉልቀመላኺ (Nevsun in Eritrea; dealing with a Dictator) ዘርእስቱ መደብ ንህዝቢ ኣቕሪባ ኣላ። ጽሟቕ ትሕዝቶ እቲ መደብ እንሆ፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now