Source: AAP (SBS)ዩወሪ ሙሴ ቬኒ ንኡጋንዳ ንልዕሊ 30 ዓመት ብዘይ ቅያር ስልጣን ዝመርሐ፡ ሓደ ካብቶም ንስልጣኖም ከም ውርሻ ገይሮም ከምድላዮም ንሃገሮም ዝመርሑ እዩ። ስነ ጥበበኛ ቦብ ዋይን ግና ነቲ ኣብ ሃገሩ ዘሎ ዲክታተራዊ ስርዓት ብዜማታቱ በዲሁ ንመንእሰያት ሃገሩ ኣለዓዒሉ ንሙሲ ቬኒ ድቃስ ዝኸልኦ ደራፋይን ፖለቲከኛን ኮይኑ ኣሎ። ኣብ ዝገብሮም ጎስጓሳት ብጥይት ተወጊኡ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ሕክምና ዝርከብ ቦብ ዋይን ስርሑን ብዛዕባ ኣቲ ኣብ ኡጋንዳ ዘነቓንቖ ዘሎ ፖለቲካዊ ፍሕፉሕታን ኣብዚ ናይ ሎሚ መደብ ሞዛይክ ባህሊ ተዳህሲሱ ኣሎ።
ዩወሪ ሙሴ ቬኒ ንኡጋንዳ ንልዕሊ 30 ዓመት ብዘይ ቅያር ስልጣን ዝመርሐ፡ ሓደ ካብቶም ንስልጣኖም ከም ውርሻ ገይሮም ከምድላዮም ንሃገሮም ዝመርሑ እዩ። ስነ ጥበበኛ ቦብ ዋይን ግና ነቲ ኣብ ሃገሩ ዘሎ ዲክታተራዊ ስርዓት ብዜማታቱ በዲሁ ንመንእሰያት ሃገሩ ኣለዓዒሉ ንሙሲ ቬኒ ድቃስ ዝኸልኦ ደራፋይን ፖለቲከኛን ኮይኑ ኣሎ። ኣብ ዝገብሮም ጎስጓሳት ብጥይት ተወጊኡ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ሕክምና ዝርከብ ቦብ ዋይን ስርሑን ብዛዕባ ኣቲ ኣብ ኡጋንዳ ዘነቓንቖ ዘሎ ፖለቲካዊ ፍሕፉሕታን ኣብዚ ናይ ሎሚ መደብ ሞዛይክ ባህሊ ተዳህሲሱ ኣሎ።