SKIP TO MAIN CONTENT

ሓዲሽ ምርምር መጽናዕቲ ካንሰር ጡብ

Screening breast cancer
Breast screening at a clinic (SBS) Source: SBS

ተመራመርቲ ብዛዕባ ባህርያዊ ተንቂ ካንሰር ጡብ፡ ዛጊት ካብተገብሩ ዝዓበየ ውጽኢት ምርምር ኣቃሊሖም፡፡ እቲ ምርምራዊ መጽናዕቲ እተን ብካንሰር ጡብ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ናይ ምሕማም ተኽእሎ ዘለወን ደቂ ኣንስትዮ ንምልላይ ክሕግዝ እዩ፡፡ ብተወሳኺ ናብ ብዛዕባ እቲ ሕማም ኣፍልጦ ንምዕዛዝን መከላኸሊ ንምምሃዝን ከምርሕ እዩ፡፡

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ተመራመርቲ ብዛዕባ ባህርያዊ ተንቂ ካንሰር ጡብ፡ ዛጊት ካብተገብሩ ዝዓበየ ውጽኢት ምርምር ኣቃሊሖም፡፡ እቲ ምርምራዊ መጽናዕቲ እተን ብካንሰር ጡብ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ናይ ምሕማም ተኽእሎ ዘለወን ደቂ ኣንስትዮ ንምልላይ ክሕግዝ እዩ፡፡ ብተወሳኺ ናብ ብዛዕባ እቲ ሕማም ኣፍልጦ ንምዕዛዝን መከላኸሊ ንምምሃዝን ከምርሕ እዩ፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now