SKIP TO MAIN CONTENT

“ሃገር ከይሓዝካ ፖለቲካዊ ፍልስፍና ክትሕዝ ኣይከኣልን እዩ።” መራሕቲ ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢ

Interview Bright Future
Source: Amaniel Alem

“ንስዉኣትን ተጋደልቲን ኣይጸረፍናን፡ ዕላማና ንኣታሓስስባ ሻዕቢያ ንምዕናው እዩ፡፣” ኣብ ወጻኢ ኮይኖም ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ ካብ ዝቃወሙን ኣብዚ ቅሩብ እዋን ዝጀመረን “ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢ” ዝበሃል ሓደ እዩ። እቲ ምንቅስቓስ ሒዝዎ ዝተበገሰ ዕላማን፡ ሓሲብዎ ዘሎ ኮንፈረንስን ዝምልከት ምስ መሓሪ ተስፋሚካኤልን ኣማኒኤል ኣለምን ሕቶን መልሲን ቀሪቡ ኣሎ፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

“ንስዉኣትን ተጋደልቲን ኣይጸረፍናን፡ ዕላማና ንኣታሓስስባ ሻዕቢያ ንምዕናው እዩ፡፣” ኣብ ወጻኢ ኮይኖም ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ ካብ ዝቃወሙን ኣብዚ ቅሩብ እዋን ዝጀመረን “ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢ” ዝበሃል ሓደ እዩ። እቲ ምንቅስቓስ ሒዝዎ ዝተበገሰ ዕላማን፡ ሓሲብዎ ዘሎ ኮንፈረንስን ዝምልከት ምስ መሓሪ ተስፋሚካኤልን ኣማኒኤል ኣለምን ሕቶን መልሲን ቀሪቡ ኣሎ፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now