ትማሊ ናይ ኣውስትራሊያ ፈደራል ትረዠረር ስኮት ሞሪሰን ናይ 2018 ሃገራዊ ባጀት ኣቕሪቡ። እዚ ቀሪቡ ዘሎ ባጀት ቅድሚቲ ዝመጽእ ሃገራዊ ምርጫ ዝቐረብ ዘሎ ኮይኑ፣ ንመንግስቲ ተርንቡል ኣብ ዝረግኤ ናይ ምርጫ ቦታ ከቐምጦ ተስፋ ኣንቢሩ’ዩ እዚ ዘሎ መንግስቲ ኣቕሪብዎ ዘሎ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

