SKIP TO MAIN CONTENT

ሓድሽ ባጀትን ናብ ኣውስትራሊያ ክኣትዉ ተመዲቡ ዘሎ ብዝሒ ስደተኛታትን።

Feature
Refugees and migrants wait to board buses outside Kara Tepe camp on their way to the port of Mytilene, Lesbos, Greece, EPA/VANGELIS PAPANTONIS Source: ANA-MPA

ገለ ለውጢታት ኣብ ፕሮግራም ሚግራሽን እቲ ናይ ዓለማዊ ናይ ዉልቂ ፕሮግራም ብስለስተ ዕጽፊ ዓብዩ ናብ 15,000 ክዓቢ፡ ናይ ቢዝነስን ወፍሪን ፕሮግራም ናብ 13,500 ኣብ ዓመት ብዝሒ ሰብ ክኣትቱ እዩ። ኣብዚ ፋይናንሲያዊ ዓመት ናይ ስድራ ቤት ምትእኽኻብ ካብ 47,732 ናብ 77,300 ኣብ ዓመት ክዓቢ እዩ፡ እዚ 72,300 ንመጻምድቲ 5,000 ድማ ንቖልዑ ዝሕዛእ እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ገለ ለውጢታት ኣብ ፕሮግራም ሚግራሽን እቲ ናይ ዓለማዊ ናይ ዉልቂ ፕሮግራም ብስለስተ ዕጽፊ ዓብዩ ናብ 15,000 ክዓቢ፡ ናይ ቢዝነስን ወፍሪን ፕሮግራም ናብ 13,500 ኣብ ዓመት ብዝሒ ሰብ ክኣትቱ እዩ። ኣብዚ ፋይናንሲያዊ ዓመት ናይ ስድራ ቤት ምትእኽኻብ ካብ 47,732 ናብ 77,300 ኣብ ዓመት ክዓቢ እዩ፡ እዚ 72,300 ንመጻምድቲ 5,000 ድማ ንቖልዑ ዝሕዛእ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now