ጽሟቕ ጸብጻብ ናይ ኣውስትራሊያ ባጀት 2021

Federal Treasurer Josh Frydenberg has delivered his budget (AAP) Source: AAP
ኣብዚ ሓዲሽ ኣዋጅ ባጀት፡ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ካብ ትጽቢት ንላዕሊ ገንዘብ ሒዙ ከምዘሎ ዘንጸባርቕ ምዃኑ ዘመላኸተ: ካብ መብዛሕትኡ ናይ ጥምረት መንግስቲ ባጀት ፍልይ ዝበለ ባጀት ከውጽእ ትረዠረር ጆሽ ፍሪደንበርግ ፈቒዱሉ ኣሎ ።
Share