ኣብዘይእዋኑ ዝቐረበ ናይ ፈለማ ፈደራል ባጀት መንግስቲ ለበር08:07ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (6.92MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidTreasurer Jim Chalmers delivers the Albanese government's first budget in the House of Representatives at Parliament House in Canberra, Tuesday, October 25, 2022. (AAP Image/Mick Tsikas) NO ARCHIVING Source: AAP / MICK TSIKAS/AAPIMAGEተረዘረር ጂም ቻለምስ ፡ እቲ ሓድሽ መንግስቲ ለበር ኣብ እዋን ምርጫ ዝ ኣተዎ ቃል ንምፍጻም ፡ ነቲ ካብ ዑደት ወጻኢ ዝኾነ ፌደራላዊ ባጀት ኣቕሪቡ ። ብሰንኪ ዓለምለኻዊ ለበዳ: ኣብ ኣውሮጳ ዘሎ ውግእ: ከምኡውን ኣብ ዉሽጢ ሃገር ዕንወት ዘስዓበ ዕልቕልቕ : ቅድሚኡ ተራእዩ ዘይፈልጥ ቊጠባዊ ቅልውላው ዘስዓበሉ እዋን ከቢድ እዩ እዚ ናይ ፈደራል ባጀት ቀሪቡ ዘሎ ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (6.92MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 27 October 2022 3:02pmBy Nicola CanningPresented by Beyene Semere WeldegiorgisSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareተረዘረር ጂም ቻለምስ ፡ እቲ ሓድሽ መንግስቲ ለበር ኣብ እዋን ምርጫ ዝ ኣተዎ ቃል ንምፍጻም ፡ ነቲ ካብ ዑደት ወጻኢ ዝኾነ ፌደራላዊ ባጀት ኣቕሪቡ ። ብሰንኪ ዓለምለኻዊ ለበዳ: ኣብ ኣውሮጳ ዘሎ ውግእ: ከምኡውን ኣብ ዉሽጢ ሃገር ዕንወት ዘስዓበ ዕልቕልቕ : ቅድሚኡ ተራእዩ ዘይፈልጥ ቊጠባዊ ቅልውላው ዘስዓበሉ እዋን ከቢድ እዩ እዚ ናይ ፈደራል ባጀት ቀሪቡ ዘሎ ።ShareLatest podcast episodes51:46ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (27 ነሃሰ 2026)podcast episode51 minutes 46 seconds11:05ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (27 ነሓሰ 2026)podcast episode11 minutes 5 seconds10:58ህብብቲ ደራፊት 'ካንትሪ ሙዚክ' ዶሊ ፓርተንን ዝገደፈቶ ሓድግን፡podcast episode10 minutes 58 seconds09:07ኤርትራዊት ተወዳዳሪት ፅባቐ ስኒት ሃብተኣብ ኣብ ዓለማዊ ውድድር ብህዝቢ ብዝወሃብ ድምጺ ትመርሕ (ጸብጻብ)podcast episode9 minutes 7 seconds