"ናብ ውሽጢ ኤርትራ ብመስኮት ተለቪዥን ምስ ህዝብና ምርኻብና ዓቢ ዓወት እዩ።" ሳባ ተስፋዮሃንስ13:04ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (23.93MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: Erisatኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነብሪ ኤርትራዊን ብምሕባር ናብ ኤርትራ ብቐጥታ ዝፍኖ ናይ ተለቪዥን ፕሮግራም ጀሚሮም ኣለዉ። ነዚ ብዝምልከት ኣደ መምበር ግዚያዊት ቦርድ ናይቲ መዲያ ዝኾነ ወ/ሮ ሳባ ተስፋህይወት መብርሂ ሂባትና ኣላ። ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (23.93MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 1 November 2018 3:43pmBy Beyene SemereSource: SBSAvailable in other languagesSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነብሪ ኤርትራዊን ብምሕባር ናብ ኤርትራ ብቐጥታ ዝፍኖ ናይ ተለቪዥን ፕሮግራም ጀሚሮም ኣለዉ። ነዚ ብዝምልከት ኣደ መምበር ግዚያዊት ቦርድ ናይቲ መዲያ ዝኾነ ወ/ሮ ሳባ ተስፋህይወት መብርሂ ሂባትና ኣላ። ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።ShareLatest podcast episodes50:15ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (13 ነሓሰ 2026)podcast episode50 minutes 15 seconds35:48"ካብ ዓደይ ካብ ዝወጽእ ነዊሕ'ዩ ኮይኑ፡ ንትግራይ ግና ብዝኾነት ሃገር ክልውጣ ኣይክእል እየ፣" ን 40 ዓመታት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተቐመጠ ኣቶ ብርሃነ ሓድጉ።podcast episode35 minutes 48 seconds09:44ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (13 ነሓሰ 2026)podcast episode9 minutes 44 seconds10:59ሓይልታት ህጹጽ ደገፍ ሱዳን (RSF) ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባዊት ከተማ ተዳቡ መጥቃዕቲ ከፊቱ። (ጸብጻብ)podcast episode10 minutes 59 seconds