Source: Millionማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ንሰለስተ ኣባላት ፖሊት ቢሮ ከም ዘውረደን ንክልተ ድማ መጠንቀቕታ ከምዝሃበን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፥ 1) ኣቶ ኣባይ ወልዱ ካብ ኣቦመንበርነትን ኣባል ፖሊት ቢሮን ወሪዶም ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ኮይኖም ክቕፅሉ፡ 2) ኣቶ በየነ መኩሩ ካብ ፖሊት ቢሮ ወሪዶም ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ኮይኖም ክቕፅሉ፡ 3) ወ/ሮ ኣዜብ መስፍን ካብ ፖሊት ቢሮ ወሪደን ካብ ማእከላይ ኮሚቴ ኣባልነት እውን ክእገዳ ወሲኑ ኣሎ። እዚ ከምዚ እናሃለወ ንገለ ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴ እውን እግድ ምሃብ ጀሚሩ ኣሎ::
ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ንሰለስተ ኣባላት ፖሊት ቢሮ ከም ዘውረደን ንክልተ ድማ መጠንቀቕታ ከምዝሃበን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፥ 1) ኣቶ ኣባይ ወልዱ ካብ ኣቦመንበርነትን ኣባል ፖሊት ቢሮን ወሪዶም ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ኮይኖም ክቕፅሉ፡ 2) ኣቶ በየነ መኩሩ ካብ ፖሊት ቢሮ ወሪዶም ኣባል ማእከላይ ኮሚቴ ኮይኖም ክቕፅሉ፡ 3) ወ/ሮ ኣዜብ መስፍን ካብ ፖሊት ቢሮ ወሪደን ካብ ማእከላይ ኮሚቴ ኣባልነት እውን ክእገዳ ወሲኑ ኣሎ። እዚ ከምዚ እናሃለወ ንገለ ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴ እውን እግድ ምሃብ ጀሚሩ ኣሎ::