Source: Getty Imagesጎስጎስቲ ኣንጻር ዘቤታዊ ዓመጽ እቶም ኣብ ሓደ ዝምድና ኣካላዊ ጎነጽ ከጋጥም ምዃኑ ዘአንፍቱ ቀንዲ ኣመልከትቲ ዝኾኑ መጻምድትኻ ክትቆጻጸር ናይ ምድላይ ባህርያት ክቕጽዑ ወይ ገበን ክበሃሉ ይጽውዑ ኣለው። እንተኾነ ግን ሰራሕተኛታት ብዝሐባህላዊ ደገፍ ጋጋት ወይ ክፍተታት ኣብ ሕጋጋትን ኣገልግሎታትን ነቶም ኣብ ትሕቲ ግዝያዊ ቪዛታት ዘለው ግዳያት ዝኾኑ መጻእቲ የግድዖም ኣሎ ይብሉ።
ጎስጎስቲ ኣንጻር ዘቤታዊ ዓመጽ እቶም ኣብ ሓደ ዝምድና ኣካላዊ ጎነጽ ከጋጥም ምዃኑ ዘአንፍቱ ቀንዲ ኣመልከትቲ ዝኾኑ መጻምድትኻ ክትቆጻጸር ናይ ምድላይ ባህርያት ክቕጽዑ ወይ ገበን ክበሃሉ ይጽውዑ ኣለው። እንተኾነ ግን ሰራሕተኛታት ብዝሐባህላዊ ደገፍ ጋጋት ወይ ክፍተታት ኣብ ሕጋጋትን ኣገልግሎታትን ነቶም ኣብ ትሕቲ ግዝያዊ ቪዛታት ዘለው ግዳያት ዝኾኑ መጻእቲ የግድዖም ኣሎ ይብሉ።