ካናዳ ንደቡብ ኣፍሪቃ ብምስዓር እታ ናይ ፈለማ ናብ ዙር 16 ዝሓለፈት ሃገር ክትከውን ኪኢላ።04:00SBS TigrinyaFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (3.67MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidCanada's Stephen Eustaquio (7) celebrates scoring their opening goal against South Africa during the World Cup round of 32 soccer match in Inglewood, Calif., near Los Angeles, Sunday, June 28, 2026. Credit: Manu Fernandez/AP Photo/AAP Imageካናዳ፥ ኣብ ተወሳኺ ደቓይቕ ሸቶ ብምእታው ንልቢ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝሰብር ተዓዊታ። በዚ ድማ ካናዳ ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ዓለም ንፈለማ እዋን ኣብ ናይ ዙርያ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ካብ ሃገራ ዋጻኢ ዓወት ዝረኸበት ኣኣንጋዲት ሃገር ብምዃን ታሪኽ ሰሪሓ ። እዚ ጽሟቕ ጸብጻብ ናይ መበል 18 መዓልቲ ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 እዩ ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (3.67MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 29 June 2026 2:29pmSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareካናዳ፥ ኣብ ተወሳኺ ደቓይቕ ሸቶ ብምእታው ንልቢ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝሰብር ተዓዊታ። በዚ ድማ ካናዳ ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ዓለም ንፈለማ እዋን ኣብ ናይ ዙርያ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ካብ ሃገራ ዋጻኢ ዓወት ዝረኸበት ኣኣንጋዲት ሃገር ብምዃን ታሪኽ ሰሪሓ ። እዚ ጽሟቕ ጸብጻብ ናይ መበል 18 መዓልቲ ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 እዩ ።ShareLatest podcast episodes07:30ዉሉደይ ብዛዕባ ደቀባት ኣውስትራሊያ ብኸመይ ክፈልጡ ይኽእሉ?podcast episode7 minutes 30 seconds06:55ዶሊ ፓርተን ዓሪፋ፡ ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (26 ነሓሰ 2026)podcast episode6 minutes 55 seconds03:55ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (25 ነሓሰ 2025)podcast episode3 minutes 55 seconds55:36“ኣብዚ እዋን ክደርፍ እንተኾይነ ናይ ብኽያት ደርፊታት ጥራይ እየ ክደርፍ ዝኽእል” ዮሱፍ ስዒድpodcast episode55 minutes 36 seconds