ኣብ ልዕሊ ሰማያት ካናዳን ኣመሪካን ስሊንደራዊ ቅርጺ ዘለዎም ነገራት ይሕምሸሹ፡
US President Joe Biden and Canada’s Justin Trudeau (AAP) Credit: Beyene Weldegiorgis
ኣብ ልዕሊ ሰማያት ካናዳ ስሊንደራዊ ቅርጺ ዘለዎ ነገር ብሓንቲ ነፋሪት ውግእ ተተኲስሉ ድሕሪ ምሕምሻሹ ፡ ቅድሚ ሰሙን'ውን ቻይናዊ ሰላዩ ባሉን ብተመሳሳሊ ምውቓዑ ስግኣት ፈጢሩ። መንግስቲ ካናዳ ፡ ሓይልታት ነቲ ኣብ ልዕሊ ሲቪላዊ መጓዓዚያታት ኣየር ሓደጋ ከስዕብ ስለ ዝኽእል ተባሂሉ እተተኮሰሉ ስብርባር ፡ እንደገና ከም ዝርእይዎን ከም ዝትንትንዎን ይገልጽ ።
Share