SKIP TO MAIN CONTENT

ሓድሽ ጸረ ካንሰር መድሃኒት ተማሂዙ።

Feature
Chemotherapy drugs (AAP) Source: APP

ከምቲ ቅድሚ ሎሚ ዝጸንሐ ጎናዊ ሳዕቤን ዘይብሉ፡ ሓዲሽ ዓይነት ጸረ ካንሰር መድሃኒት ብሳይንሰኛታት መልበርን ተረኺቡ። ዛጊት ብተመራመርቲ ተበጺሑ ዘሎ ምዕባለ፡ ሕማም ካንሰር ምስተሓከመ ዳግም ከይምለስ ዘደናጒን ንገለ ገለ ዓይነት ሕማም ካንሰር ድማ ዝፍውስን አዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ከምቲ ቅድሚ ሎሚ ዝጸንሐ ጎናዊ ሳዕቤን ዘይብሉ፡ ሓዲሽ ዓይነት ጸረ ካንሰር መድሃኒት ብሳይንሰኛታት መልበርን ተረኺቡ። ዛጊት ብተመራመርቲ ተበጺሑ ዘሎ ምዕባለ፡ ሕማም ካንሰር ምስተሓከመ ዳግም ከይምለስ ዘደናጒን ንገለ ገለ ዓይነት ሕማም ካንሰር ድማ ዝፍውስን አዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now