SKIP TO MAIN CONTENT

ተመራመርቲ ኣውስትራሊያ ንሕማም መንሽሮ ብዓንተቦኡ ዝፈልጥ መሳርሒ ምሂዞም

Natalie Coutts (R) (SBS)
Natalie Coutts (R) (SBS) Source: Natalie Coutts (R) (SBS)

ጥዕና ምሉእ ሰውነት ብዝፍትሹ ወይ ስካን ብዝገብሩ መሳርሒታት ሕማም መንሽሮ ኣብ መባእታዊ ኩነታቱ ከምዝፍለጥ ዝገብሩ መሳርሒ ኣውስትራሊያዊያን ተመራመርቲ ኣማዕቢሎም። እዚ ሓዲሽ ውጽኢት ምርምር፡ ነቶም ብስድራ ዝመሓላለፍ ሕማም መንሽሮ ናይ ምትሓዝ ተኽእሎ ዘለዎም ሰባት ካብቲ ሕማም ክፍወሱ ዝሓሸ ዕድል ክፈጥረሎም እዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጥዕና ምሉእ ሰውነት ብዝፍትሹ ወይ ስካን ብዝገብሩ መሳርሒታት ሕማም መንሽሮ ኣብ መባእታዊ ኩነታቱ ከምዝፍለጥ ዝገብሩ መሳርሒ ኣውስትራሊያዊያን ተመራመርቲ ኣማዕቢሎም። እዚ ሓዲሽ ውጽኢት ምርምር፡ ነቶም ብስድራ ዝመሓላለፍ ሕማም መንሽሮ ናይ ምትሓዝ ተኽእሎ ዘለዎም ሰባት ካብቲ ሕማም ክፍወሱ ዝሓሸ ዕድል ክፈጥረሎም እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now