woman applying sunscreen Source: AAPኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኣውስትራሊያ ካብ ዝተመርመሩ ሰባት እቶም 80 ሚእታዊ ዝኾኑ ናይ ቆርበት ካንሰር ከምዝጸንሖም ካነሰር ካውንስል ሓቢሩ። ዓመታዊ ኣስታት 750,000 ዝኾኑ ሰባት ናይ መላኖማ ናይ ቆርበት ካንሰር ሕክምናዊ ክንክን ይግበረሎም እዩ፡ ካብኣቶም ልዕሊ 2000 ሰባት ዓመታዊ ህይወቶም ይሓልፍ። ሓዲሽ መጽናዕቲ ኣብ ቪክቶሪያ ከምዘመልክቶ፣ እቲ መጠን ሕማም ኣብ መንእሰያት ወሪዱ፡ ኣብቶም ልዕሊ 55 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባት ግና ቁጽሪ ሕሙማት ቆርበት ካንሰር ወሲኹ ኣሎ።
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኣውስትራሊያ ካብ ዝተመርመሩ ሰባት እቶም 80 ሚእታዊ ዝኾኑ ናይ ቆርበት ካንሰር ከምዝጸንሖም ካነሰር ካውንስል ሓቢሩ። ዓመታዊ ኣስታት 750,000 ዝኾኑ ሰባት ናይ መላኖማ ናይ ቆርበት ካንሰር ሕክምናዊ ክንክን ይግበረሎም እዩ፡ ካብኣቶም ልዕሊ 2000 ሰባት ዓመታዊ ህይወቶም ይሓልፍ። ሓዲሽ መጽናዕቲ ኣብ ቪክቶሪያ ከምዘመልክቶ፣ እቲ መጠን ሕማም ኣብ መንእሰያት ወሪዱ፡ ኣብቶም ልዕሊ 55 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባት ግና ቁጽሪ ሕሙማት ቆርበት ካንሰር ወሲኹ ኣሎ።