Senior woman with caregiver in the garden Credit: FredFroese /Getty Imagesኣብ ኣውስትራሊያ ካብ ትሽዓተ ሰባት እቲ ሓደ ብዕድመ ዝዓበዩ ወይ ምእላይ ንዘድልዮም ንዘመዶም ወይ ንፈታዊኦም ዝኣልዩ ሰባት ወይ ምስ ናይ ጥዕና ጸገም ወይ ስንክልና ንዝነብር ሰብ ይንከባኸቡ ። ይኹን እምበር ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ፡ ብዙሓት ነዚ ስራሕ ዝሰርሑ ሰባት ግና ንርእሶም ብሓልዮት ኣይርእይዋን እዮም ፣ ወይ ከኣ እተፈላለየ ንኸምዚ ዓይነት ስራሕ ብናጻ ዝውሃብ ኣገልግሎት ከም ዘሎ ኣይፈልጡን እዮም ።
Published
By Claudianna Blanco
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ኣውስትራሊያ ካብ ትሽዓተ ሰባት እቲ ሓደ ብዕድመ ዝዓበዩ ወይ ምእላይ ንዘድልዮም ንዘመዶም ወይ ንፈታዊኦም ዝኣልዩ ሰባት ወይ ምስ ናይ ጥዕና ጸገም ወይ ስንክልና ንዝነብር ሰብ ይንከባኸቡ ። ይኹን እምበር ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ፡ ብዙሓት ነዚ ስራሕ ዝሰርሑ ሰባት ግና ንርእሶም ብሓልዮት ኣይርእይዋን እዮም ፣ ወይ ከኣ እተፈላለየ ንኸምዚ ዓይነት ስራሕ ብናጻ ዝውሃብ ኣገልግሎት ከም ዘሎ ኣይፈልጡን እዮም ።