SKIP TO MAIN CONTENT

ተሓጺብካ ናብ ጭካ ጉዳይ ካታሎንያ

Spanish prime minister
Source: AAP

ኣብ’ታ ሓውሲ ነጻ ምምሕዳራዊት ዞባ ካታሎንያ ናይ ስፐይን ነጻነት ዝጠልቡ ሰልፍታት ስልጣን ዳግም ክርከቡ’ዮም። እዚ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ ንነጻነት ዝተገብረ ድፍኢት ዘኸተሎ ምብታን ዞባዊ ምምሕዳርን ምህዳም’ቶም ናይ ቀደም መራሕቱን ስዒቡ ዝመጽእ ዘሎ’ዩ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ’ታ ሓውሲ ነጻ ምምሕዳራዊት ዞባ ካታሎንያ ናይ ስፐይን ነጻነት ዝጠልቡ ሰልፍታት ስልጣን ዳግም ክርከቡ’ዮም። እዚ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ ንነጻነት ዝተገብረ ድፍኢት ዘኸተሎ ምብታን ዞባዊ ምምሕዳርን ምህዳም’ቶም ናይ ቀደም መራሕቱን ስዒቡ ዝመጽእ ዘሎ’ዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now