SKIP TO MAIN CONTENT

መዓልቲ ቫላንታይን፡ መዓልቲ ፍቑራት

Valantine's Day
Source: SBS

ኣብዚ ምዕራብ ዓለም፡ ዓመት መጸ ኣብ 14 ለካቲት ዝኽበር በዓል ኣሎ፡ መዓልቲ ቫላንታይን ድማ ይበሃል። እዚ በዓል፡ ናይ ፍቑራት በዓል፥ ናይ ምሕዝነትን ነንሕድሕድ ኣድናቖት ትገላለጸሉ መዓልቲ ድማ እዩ። ኣብዚ ዕለት ፍቑራት፡ ሰባ ሓዳር፡ ኣዕሩኽን ኣዝማድን መልእኽቲ ናይ ፍቕሪ ዝለዋወጥሉ መዓልቲ እዩ። ፍቑራት መልእኽቲ ናይ ፍቕሮም ብካርድታትን ዕንባባታትን ይለኣኣኹ፡ ዘለዎም ፍቕሪ ንምግልላጽ ፍሉይ ናይ ፍቕሪ ግዜ ሓቢሮም የሕልፉ። እዚ በዓል ከመይ ተጀመረ? ኣበዓዕላኡኸ ከመይ ይመስል? ዝብሉን ካልእን ብዛዕባ መዓልቲ ፍቑራት ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትሰምዑ ትኽእሉ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ምዕራብ ዓለም፡ ዓመት መጸ ኣብ 14 ለካቲት ዝኽበር በዓል ኣሎ፡ መዓልቲ ቫላንታይን ድማ ይበሃል። እዚ በዓል፡ ናይ ፍቑራት በዓል፥ ናይ ምሕዝነትን ነንሕድሕድ ኣድናቖት ትገላለጸሉ መዓልቲ ድማ እዩ። ኣብዚ ዕለት ፍቑራት፡ ሰባ ሓዳር፡ ኣዕሩኽን ኣዝማድን መልእኽቲ ናይ ፍቕሪ ዝለዋወጥሉ መዓልቲ እዩ። ፍቑራት መልእኽቲ ናይ ፍቕሮም ብካርድታትን ዕንባባታትን ይለኣኣኹ፡ ዘለዎም ፍቕሪ ንምግልላጽ ፍሉይ ናይ ፍቕሪ ግዜ ሓቢሮም የሕልፉ። እዚ በዓል ከመይ ተጀመረ? ኣበዓዕላኡኸ ከመይ ይመስል? ዝብሉን ካልእን ብዛዕባ መዓልቲ ፍቑራት ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትሰምዑ ትኽእሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now