Andrew Gai, Maggie Ida Blanden and Commissioner Meena Singh share their perspectives on Australia Day. Credit: Suppliedገለ ሰባት ንመዓልቲ ኣውስትራልያ ብሓርበኛዊ ወይ ሃገራዊ ሓበን የብዕልዎ፣ ካልኦት ድማ ይሓዝኑን ተቓውሞታትን ኣድማታትን የካይዱን። እቲ ቅኑዕ ኣገባብ ንምኽባር ወይ ንምዝካር ጥሪ 26 ደኣ እንታይ'ዩ፣ ኣንጻር በደል ደው እናበልኩም ብሃገርኩም ክትሕበኑ ትኽእሉ ዲኹም፧ ነዚ ሕቶ ዝፍትሽ ትሕዝቶ ቀሪቡ`ሎ። ሰናይ ምክትታል!
Published
By Rachael Knowles
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ገለ ሰባት ንመዓልቲ ኣውስትራልያ ብሓርበኛዊ ወይ ሃገራዊ ሓበን የብዕልዎ፣ ካልኦት ድማ ይሓዝኑን ተቓውሞታትን ኣድማታትን የካይዱን። እቲ ቅኑዕ ኣገባብ ንምኽባር ወይ ንምዝካር ጥሪ 26 ደኣ እንታይ'ዩ፣ ኣንጻር በደል ደው እናበልኩም ብሃገርኩም ክትሕበኑ ትኽእሉ ዲኹም፧ ነዚ ሕቶ ዝፍትሽ ትሕዝቶ ቀሪቡ`ሎ። ሰናይ ምክትታል!