ብምኽንያት በዓል መስቀል፡ ኣብ ከተማ ብርስቤን ናይ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ማርያም ኣገልገልቲ ምስዝኾኑ መንእሰያት ዲያቆናትን መዘምርናንን ደጀን ፡ ኣቤልን ዲያና ሃብተን ብዛዕባ ተሳትፎ መንእሰያት ኣብ ሃይማኖትን ባህሊን፡ ዝገጥሙ ጸገማትን ኣፈታትሓኦም ዝተገብረ ዕላል።
Share
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Share this with family and friends
