Source: Hussein Abdelwasie, Berhane Mehariኣብዚ ቅሩብ እዋን ኤርትራዊያን ነበርቲ ኣውስትራሊያ መዓልቲ እሱራት ዘኪሮም ዊዒሎም ኔሮም፡ ኣብዝመጽእ ወርሒ’ውን በዓል ናጽነት ኤርትራ ንምኽባር ይሸባሸቡ ኣለዉ፡ ኣብ ኣበዓዕላ ሃገራዊ በዓላትን ዘሎ ፍልልያትን ምስ ኣቶ ብርሃነ መሓሪ ካብ ከተማ ብርዝበን ከም ኡውን ምስ ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ካብ መልበርን ዘተ ኣካይድና ኣለና፡ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል’ዩ።
ኣብዚ ቅሩብ እዋን ኤርትራዊያን ነበርቲ ኣውስትራሊያ መዓልቲ እሱራት ዘኪሮም ዊዒሎም ኔሮም፡ ኣብዝመጽእ ወርሒ’ውን በዓል ናጽነት ኤርትራ ንምኽባር ይሸባሸቡ ኣለዉ፡ ኣብ ኣበዓዕላ ሃገራዊ በዓላትን ዘሎ ፍልልያትን ምስ ኣቶ ብርሃነ መሓሪ ካብ ከተማ ብርዝበን ከም ኡውን ምስ ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ካብ መልበርን ዘተ ኣካይድና ኣለና፡ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል’ዩ።