“ ‘ኣብ ቋንቋኻ ዝገልጽ ቃላት እንተለካ ኣይትለቃሕ፡’ እዩ እቲ ሕጊ” ጸሓፊን ጋዜጠኛን ዘካሪያስ ገሪማ14:48SBS TigrinyaView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (13.55MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ብዛዕባ ካብ ካልእ ቋንቋ ናብ ትግርኛ ዝግበር መስርሕ ምትርጓም ብሱሩዕ ዘይከይድ ምህላዉ ጸገማት ክረኣዩ ጸኒሖም ኣለዉ። እቲ ጽገም እንታይ ምዃኑን ኣፈታትሓኡን ዝምልከት ምስ ጸሓፍን ጋዜጠኛን ዘካርያስ ገሪማ ዝተገብረ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት።Check out our podcast collection hereShareLatest podcast episodesኣሜሪካን ቨነዝወላን ናብ ከቢድ ምትፍናን ገጸን ይቐርባገምጋም ዓመተ 2025: ፖለቲካ ኣውስትራልያሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ታሕሳስ 2025)ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ታሕሳስ 2025)