Credit: Beyene Weldegiorgisወርሒ ሓምለ ሓድሽ ፋይናንሲያዊ ዓመት ዝጅምረሉ እዩ። ካብዚ ወርሒ ጀሚሩ ኣታዊታት ክረኽቡ ዝጸንሑ ግብሪ ዘወራርድሉ፡ መነባብሮውን ዝግምገመሉን መንግስቲ ሓደሽቲ ፖሊሲታት ቁጠባ ዘተኣታትወሉን እዩ። ነዚ መሰረት ገይርና ንዶ/ር ስላሕ ጅምዕ ብዛዕባ ኣብ ግብሪ ተገይሩ ዘሎ ለውጥታት፡ ኣብ ደሞዝን ኣብ ወለድን ምስኡ ዝተሓሓዝን ሕቶታት ሓቲትናዮ ዝሃበና መልሲታት ኣብዚ ክትሰምዕዎ ትኽእሉ ኢኹም።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ወርሒ ሓምለ ሓድሽ ፋይናንሲያዊ ዓመት ዝጅምረሉ እዩ። ካብዚ ወርሒ ጀሚሩ ኣታዊታት ክረኽቡ ዝጸንሑ ግብሪ ዘወራርድሉ፡ መነባብሮውን ዝግምገመሉን መንግስቲ ሓደሽቲ ፖሊሲታት ቁጠባ ዘተኣታትወሉን እዩ። ነዚ መሰረት ገይርና ንዶ/ር ስላሕ ጅምዕ ብዛዕባ ኣብ ግብሪ ተገይሩ ዘሎ ለውጥታት፡ ኣብ ደሞዝን ኣብ ወለድን ምስኡ ዝተሓሓዝን ሕቶታት ሓቲትናዮ ዝሃበና መልሲታት ኣብዚ ክትሰምዕዎ ትኽእሉ ኢኹም።