"ቻትጂፒቲ (ChatGPT) ብትግርኛ ኣማዕቢልና ኣለና" ኢንጂኔር ክፍላይ ተወልደብርሃን

ኣብዚ እዋን ኣብ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ኣዚዩ ተራቒቑ፡ ቻትጂፒቲ (ChatGPT) ዝበሃል ማዕቢሉ ኣሎ። እዚ ምዕባለ ንወዲ ሰብ ናብ ሓድሽ ናይ ምዕባለ ኩነታት ዘሰጋግር ተባሂሉ ኣብ ዝዝረበሉ ዘሎ እዋን፡ ብቛንቋ ትግርኛ ንምጥቃም ብዘኽእል መገዲ ከምዘማዕበሉ ኢንጂኔር ክፍላይ ተወልደብርሃን ይዛረብ።
Share
SBS World News