ድሕነት ህጻናት ዘይሕልዋ መዋእለ ህጻናት መንግስቲ ምወላ ገንዘበን ከቋርጾ ይብል

The Early Learning Centre in Point Cook at the centre of a child sexual abuse investigation (AAP)

The Early Learning Centre in Point Cook, Melbourne, at the centre of a child sexual abuse investigation (AAP) Source: AAP / WILLIAM TON

ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራልያ ማእከላት መእለዪ ወይ መውዓሊ ህጻናት መለክዒታት ድሕነት እንተዘየማሊኤን ዝምወልኦ ገንዘብ ንኽምንጥለን ዘኽእሎ ሓድሽ ሕጊ የናዲ ኣለኹ ይብል። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ፖሊስ ቪክቶርያ ንሓደ ሰራሕተኛ መዋእለ ህጻናት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወን ምስ ተፈጺሞም ዝተባህሉ ጾታዊ ገበናት ዝተኣሳሰሩ 70 ክስታት ኣቕሪቡ’ሎ ተባሂሉ ድሕሪ ምቅልሑን’ዩ። ግዝኣት ቪክቶርያ ብተወሳኺ ብዙሓት ምትዕርራያት (ክለሳታት) ሕጊ ከገብር ምዃኑን እቲ ኣቐዲሙ ተመዲቡ ዝነበረ ፈደራላዊ እገዳ ኣብ ልዕሊ ምጥቃም ተንቀሳቓሲ ወይ ሞባይል ቴሌፎናት ኣብ’ቶም ማእከላትን የቀላጥፎ’ሎ።


ንስኹም ወይ ካልእ ትፈልጥዎ ሰብ ሓገዝ እንተደልዮም፣ ደገፍ ቅልውላው ላይፍላይን ንምርካብ 13 11 14 ትድውሉ፣ መሊሶም (ንዓኹም) ዝድውሉ ኣገልግሎት Suicide Call Back Service ብቁጽሪ 1300 659 467ን መስመር ሓገዝ ንህጻናት Kids Helpline ብቁጽሪ 1800 55 1800 (ነቶም ካብ 5-25 ዝዕድሚኦም ሰባት)።

ዝያዳ ሓበሬታ ኣብ beyondblue.org.au  ከምኡ’ውን lifeline.org.au ኣለኩም። ንጾታዊ በደል ዝምልከት ሓበሬታ ወይ ደገፍ ዝደሊ ዝኾነ ሰብ ንBravehearts ብቁጽሪ 1800 272 831 ወይ Blue Knot ብቁጽሪ 1300 657 380 ክረኽብዎም ይኽእሉ።

Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service