"ዓለም ገጢምዋ ዘሎ ብድሆ ንምፍታሕ ቻይናዊ መፍትሒ ዝነኣድ'ዩ።" ፕረ/ኢሳያስ
Credit: Beyene Weldegiorgis
ፕረሲደንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቻይና ምስ ፕረሲደንት ዢ ጂፒን ዝዘተየ ኮይኑ፡ ቻይና ኣብ ምህናጽ ትሕተ ቐርጺ፡ ተለኮሙኒኬሽን፡ ሕርሻን ዕደናን ሃብቲ ዓሳን ንምሕጋዝ ድልውቲ ከም ዘላ ተገሊጹ።
Share
Credit: Beyene Weldegiorgis
SBS World News