SKIP TO MAIN CONTENT

ዕድመ ስልጣን ፕረሲደንት ቻይና ገደብ ጊዜ ዘይብሉ ክኸውን'ዩ

Chinese president Xi Jinping (AAP)
Chinese president Xi Jinping Source: AAP

ቻይና ንፕረሲደንት ሺ ጂን ፒንግ ብዘይገደብ ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ምምዳባ፡ ቻይና ምስ መሪሕነት ናይ ሰሜን ኮርያ ብምምስሳል፣ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዓቢ መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይኑ ኣሎ፣ እቲ ለውጢ ኣብዝመጽእ ወርሒ ክኸውን ትጽቢት ዝግበረሉ ኮይኑ፡ እዚ ብዘይ ናይ ጊዜ ገደብ ፕረሲደንት ኣብስልጣን ክነብር ዘግብር ስጉምቲ፡ ካብቲ ንብዙሕ ዓመታት ኣብታ ሃገር ዝተገብረ ፖለቲካዊ ለውጢታት እቲ ዝዓበየ ለውጢ ክከውን እዩ።

Published

Updated

By Beyene Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቻይና ንፕረሲደንት ሺ ጂን ፒንግ ብዘይገደብ ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ምምዳባ፡ ቻይና ምስ መሪሕነት ናይ ሰሜን ኮርያ ብምምስሳል፣ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዓቢ መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይኑ ኣሎ፣ እቲ ለውጢ ኣብዝመጽእ ወርሒ ክኸውን ትጽቢት ዝግበረሉ ኮይኑ፡ እዚ ብዘይ ናይ ጊዜ ገደብ ፕረሲደንት ኣብስልጣን ክነብር ዘግብር ስጉምቲ፡ ካብቲ ንብዙሕ ዓመታት ኣብታ ሃገር ዝተገብረ ፖለቲካዊ ለውጢታት እቲ ዝዓበየ ለውጢ ክከውን እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now