Woodwork class Source: Getty Imagesካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ ንወለድን ውሉዳትን ዘይተጸበይዎ ውጥረት ከስዕበሎም ይኽእል እዩ ። ስድራ ቤታት ገለ ኣገዳሲ ዝዀኑ ነገራት ብምሕሳብ ፡ ንውሉዶም ይኸውንዩ ዝብልዎ ንዅነታቶም ዝሰማምዖም እንታይ ምዃኑ ንምፍላጥ ፡ ሓበሬታ ንምርካብ ላዕልን ታሕትን ክብሉ ይኽእሉዮም።
ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ ንወለድን ውሉዳትን ዘይተጸበይዎ ውጥረት ከስዕበሎም ይኽእል እዩ ። ስድራ ቤታት ገለ ኣገዳሲ ዝዀኑ ነገራት ብምሕሳብ ፡ ንውሉዶም ይኸውንዩ ዝብልዎ ንዅነታቶም ዝሰማምዖም እንታይ ምዃኑ ንምፍላጥ ፡ ሓበሬታ ንምርካብ ላዕልን ታሕትን ክብሉ ይኽእሉዮም።