Vatican Media shows Pope Francis delivering the traditional Urbi et Orbi Christmas Day Source: VATICAN MEDIAሚሊዮናት ህዝቢ ዓለም በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዘብዕልሉ ዘለዉ እዋን መራሕቲ ዓለም መልእኽቲ ልደት ኣመሓላሊፎም። መራሕቲ ሃይማኖት ብግዴኦም ነዚ ናይ ልደት መልእኽቲ ተጠቒሞም ኣብ ምፍልላይ ዘለዎ ኩነታት ሓድነት ክህሉ ጸዊዖም።
Published
By Samantha Beniac-Brooks
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሚሊዮናት ህዝቢ ዓለም በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዘብዕልሉ ዘለዉ እዋን መራሕቲ ዓለም መልእኽቲ ልደት ኣመሓላሊፎም። መራሕቲ ሃይማኖት ብግዴኦም ነዚ ናይ ልደት መልእኽቲ ተጠቒሞም ኣብ ምፍልላይ ዘለዎ ኩነታት ሓድነት ክህሉ ጸዊዖም።