Immigration Minister Andrew Giles speaks during the Kaldor Conference 2022, Turning points: New directions in refugee protection, in Sydney, Friday, November 18, 2022. (AAP Image/Bianca De Marchi) NO ARCHIVING Source: AAP / BIANCA DE MARCHI/AAPIMAGE
ከባቢያዊ ምምሕዳራት ድሕሪ ደጊም ኣብ መዓልቲ ኣውስትራልያ ስነስርዓት ምሃብ ዜግነት ክህባ ኣይክግደዳን’የን፣ ሰልፊ ለይበር ዝመርሖ እዚ ፈደራል መንግስቲ ነቲ ከም’ኡ ክገብሩ ዘገድዶም ዝነበረ ውሳነ ናይ ቀደም መንግስቲ ሰልፊ ጥምረት ኣልይዎ’ሎ። ገለ ከባብያዊ ምምሕዳራት ከተማ መልበርን ካብ ክብሪ ንማሕበረሰባት ደቀባት ተላዒለን ነዞም ስነስርዓታት ከየካድኦም ወሲነን። ኣብ ትሕቲ’ዞም ለውጥታት፣ እተን ምምሕዳራት ነዚ ስነስርዓት ኣብ ከባቢ ዕለት 26 ጥሪ፣ መዓልቲ ኣውስትራልያ፣ ዝርከቡ ሽዱሽተ መዓልታት መስኮት ከካይድኦ ይኽእላ’የን፣ እንተኾነ ግን መንግስቲ እቶም ስነስርዓታት ኣብ’ቲ ህዝባዊ መዓልቲ ክካየዱ ትጽቢት ኣለኒ ይብል። Published 18 December 2022 9:06am
By Finn McHugh, Claire Slattery
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ከባቢያዊ ምምሕዳራት ድሕሪ ደጊም ኣብ መዓልቲ ኣውስትራልያ ስነስርዓት ምሃብ ዜግነት ክህባ ኣይክግደዳን’የን፣ ሰልፊ ለይበር ዝመርሖ እዚ ፈደራል መንግስቲ ነቲ ከም’ኡ ክገብሩ ዘገድዶም ዝነበረ ውሳነ ናይ ቀደም መንግስቲ ሰልፊ ጥምረት ኣልይዎ’ሎ። ገለ ከባብያዊ ምምሕዳራት ከተማ መልበርን ካብ ክብሪ ንማሕበረሰባት ደቀባት ተላዒለን ነዞም ስነስርዓታት ከየካድኦም ወሲነን። ኣብ ትሕቲ’ዞም ለውጥታት፣ እተን ምምሕዳራት ነዚ ስነስርዓት ኣብ ከባቢ ዕለት 26 ጥሪ፣ መዓልቲ ኣውስትራልያ፣ ዝርከቡ ሽዱሽተ መዓልታት መስኮት ከካይድኦ ይኽእላ’የን፣ እንተኾነ ግን መንግስቲ እቶም ስነስርዓታት ኣብ’ቲ ህዝባዊ መዓልቲ ክካየዱ ትጽቢት ኣለኒ ይብል።