Prime Minister Malcolm Turnbull (C) takes a selfie with newly sworn Australian citizens Source: SBSኣውስትራሊያዊ ዜግነት ክረኽቡ ዝግብኦም ሰባት ምድንጓይ ኣብ ዝረኣየሉ ዘሎ ኣብዚ እዋን፡ እቲ ነዚ ጉዳይ ዝምልከቶ ኣካል መንግስቲ ማለት ሓዲሽ ደፓርትመንት ዉሽጣዊ ጉዳያት ኣሰራርሓኡ ከዐሪ ብዙሓት ኣማኢት ሰብ ጉዳይ፡ ንዝምልከቶ ጥርዓን ኣቕሪቦም ኣለዉ። ጸብጻባት ከምዘመልክትዎ ኣውስትራሊያዊ ዜግነት ክረኽቡ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ዝተጸበዩ 400 ሚእታዊ ናይቶም ኣመልከቲ በጺሖም እናሃለዉ ደፓርትመንት ሆመ ኣፈየርስ ግና ንጉዳያት ኣየጓተትኩን ኢሉ ይማጎት ኣሎ።
ኣውስትራሊያዊ ዜግነት ክረኽቡ ዝግብኦም ሰባት ምድንጓይ ኣብ ዝረኣየሉ ዘሎ ኣብዚ እዋን፡ እቲ ነዚ ጉዳይ ዝምልከቶ ኣካል መንግስቲ ማለት ሓዲሽ ደፓርትመንት ዉሽጣዊ ጉዳያት ኣሰራርሓኡ ከዐሪ ብዙሓት ኣማኢት ሰብ ጉዳይ፡ ንዝምልከቶ ጥርዓን ኣቕሪቦም ኣለዉ። ጸብጻባት ከምዘመልክትዎ ኣውስትራሊያዊ ዜግነት ክረኽቡ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ዝተጸበዩ 400 ሚእታዊ ናይቶም ኣመልከቲ በጺሖም እናሃለዉ ደፓርትመንት ሆመ ኣፈየርስ ግና ንጉዳያት ኣየጓተትኩን ኢሉ ይማጎት ኣሎ።